similarity float32 1.05 1.25 ⌀ | English stringlengths 1 495 | Tigrinya stringlengths 4 487 |
|---|---|---|
1.050002 | nan | ዘለዉ ቈልዑ ክነሶም መሰል ቁልዕነቶም ተሓሪምዎም ይርከቡ |
1.050002 | nan | (ኣብ በዓል ተስፋ ምዃን ዘሎ ሓጐስ እምበር ሕጉስ ንምዃን ምትስፋው ማለት ኣይኰነን) " ቢሎም እቲ "ሕይወት ክሳብ ዘሎ ተተስፈው" ዝብል ሕዝባዊ ብሂል ጠቒሶም ብተጻራሪ እውን "ተስፋ ክሳብ ዘሎ ሕይወት ኣሎ" ምባል እውን ትኽክል እዩ። |
1.050002 | nan | እንተኾነ ተቓወምቲ ናይቲ ሓሳብ ሓደ ስጉምቲ ናብ ወታሃደራዊነት'ዩ ኢሎም። |
1.050002 | nan | ተበግሶታት ክወስድ ድሕሪ ምጽናሕ፡ እቲ ዘተ ናብ ግብሪ ዝቅየረሉ ተበግሶታት ተጀሚሮም ኣለው፡ |
1.050002 | nan | ዓመት ድሕሪ ዓመት፡ ነፍሲ ወከፍ ሓጋይ ተቓዉሞ ሰፋሕቲ ኣኼባታት፡ ባዓላት ይውድቡ። |
1.050002 | nan | ኣምላኽ ኣብ ኣደራሻታ እምባ ምዃኑ ፍሉጥ እዩ። |
1.050002 | nan | ንኣንበብቲ ክምህር ኢለ ኣይኮንኩን ግን ጸጋታት ሃገርና ብኸመይ መንገዲ ይሕሸሽ ከም ዘሎ ንምብራህ ዝኣክል ኢየ። |
1.050002 | nan | ማሪያምን ዮሴፍን ድኅሪ ናይ ሰለስተ መዓልቲ ሻቕሎት ናብ ኢየሩሳሌ ንድሕሪት ክደሊይዎ ተመልሱ። |
1.050002 | nan | ፅግዕተኛ ሓይልታት ኣለው። |
1.050002 | nan | ስራሕ ትፈልጥን ርክባት ትጅምርን። |
1.050002 | nan | ትካላት ወሃብቲ ኣገልግሎት ኣብ'ዚ መዳይ'ዚ ዝያዳ ትዂረት ብምሃብ ክሰርሓሉ ድማ ኣዘኻኺሩ። |
1.050002 | nan | ከምዝምርኰስ ደጊሙ ኣነጺሩ። |
1.050002 | nan | ስለዚ ነቲ ገንዘብ ግድን ክንወስዶ ነይሩና። |
1.050002 | nan | ንከቡር ወፈያ ኣቀዲምና ነመስግ፣ |
1.050002 | nan | እንድርያስ ሓዉ ናብኡ መጺኡ፡ 'ንመሲሕ ረኺብናዮ' ኢሉ ነገሮ። |
1.050002 | nan | ዝርዝሮችዎን ይሙሉ. |
1.050001 | nan | ማዕጾ መደቀሲኡ ሸገጦ። |
1.050001 | nan | ንዓኻ እውን ከምዚ እንተ ኣጋጢሙካ፡ ኣጆኻ ኣይትፍራህ። |
1.050001 | nan | ፈንቅል ኣባ ዳህሪ |
1.050001 | nan | ዘሕጉስ ዜና፥ ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ኣድስ ኣበባ ተኸፊቱ። |
1.050001 | nan | ብሞትን ስቅያትን ሰባት ዘይምግዳስ ዝኸፍአ ጸረ ሰብኣውነት'ዩ |
1.050001 | nan | ፍንጫሕ መሰንገለይ ብጸይተይ 'ኮ ኢኺ:" |
1.050001 | nan | ከምኡ'ውን ጸሓይ ኣይትፈቱን። |
1.050001 | nan | ንሕብረት፡ ሕድሕድ ምትሕግጋዜን ምትሕልላይን ኣብ ወጻኢ ለዋ ማሕበር-ኮማት ምስራሕ። |
1.050001 | nan | ንሕብረት፡ ሕድሕድ ምትሕግጋዜን ምትሕልላይን ኣብ ወጻኢ ለዋ ማሕበር-ኮማት ምስራሕ። |
1.050001 | nan | በዚ ምኽንያት፡ ደቃ ክትኣልየላ ሓደራ ሂባታ ዝኸደት ኣላይት ከይተረፈት ቅርታ ተሰምዓ፤ ሰባት ርህራሀ ዘይብላ ክሳዕ ዝመስሎም እዚ 'ጭካነ' እዩ ኢሎም ቅርታ ሓደሮም። |
1.050001 | nan | ዝህቦም ርእይቶታት ዝተጋነኑን ሓንሳብ ሓንሳብ'ውን ዘሕፍሩን እዮም። |
1.050001 | nan | ንገሊኡ ብስሩዕ ንገሊኡ በቋራጭ፡ እቲ በቲ ስሩዕ መሳልል ናይ ዓድና ክበጽሖ ዝነበረኒ፡ ኣብ ዝሓጸረ ክበጽሖ እየ። |
1.050001 | nan | ንሕና ብዕምቆት፡ ንሃገርና እነፍቅር፡ ንሃገርና እንምእዘዝን ሰባት ኢና። |
1.050001 | nan | እዋኑ ኣብ ዝሰሓተ ውድድር ተኣሊኽና፡ ነቲ ቀንዲ ዕማም ዘመንና ዝኾነ ምልጋስ ምልካዊ ስርዓት ዝግብኦ ትዅረትን ክብርን ከሊእናዮ ኢና። |
1.050001 | nan | ሓላፊ ጉዳያት ኮሚዩኒኬሸን ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ኢትዮጵያ ኣይተ ዝናቡ ቱኑ ብወገኖም፡ እቲ ጉዳይ ንምንታይ ተደናጉዩ? |
1.050001 | nan | ካብ ምልኪ ጭኮና ናብ ዝኸፍኤ ምልኪ ጭኮና |
1.050001 | nan | ኣብ ዝመጽእ ኣኼባ ኣብ ነፍሰ ወከፍ መደብ ስራሕ ክሳብ ክንደይ ኮሚተታት ከምዘለዉ ክሕበር ኢዩ። |
1.050001 | nan | ጳውሎስ "ንሕና ከኣ ኣካላት ሰብነት ክርስቶስ ኢና" (ኤፌ 6። |
1.050001 | nan | ሓልዮት ሃገር ኣወንዚፉ |
1.050001 | nan | እዚ ጉዳይ'ዚ ብፖሊስ ሆላንድ ገና ይምርመር ኣሎ። |
1.050001 | nan | ኣብ መንጎ ኤርትራን ኣመሪካን ዝነበረ ዲፕሎማስያዊ ዝምድና፡ ናብ ዝተሓተ ደረጅኡ ወሪዱ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ኣብ ዘመነ ስልጣን ትራምፕ ምምሕያሽ ኣርእዩ ነይሩ። |
1.050001 | nan | ኣብ ማሕበራት፡ ኣባል ቦርድ ዝነበርካሉ (ምስ ዝህሉ) |
1.050001 | nan | 27 ዕምባባታት ከመይ ኢሎም ከም ዚዓብዩ ኣስተብህሉ፣ ኣይጽዕሩ፡ ኣይፈትሉ፣ ኣነ ግና እብለኩም ኣለኹ፦ ሰሎሞን እኳ በቲ ዅሉ ኽብሩ ኸም ሓደ ኻባታቶም ኣይተኸድነን። |
1.050001 | nan | ** ገለ ገለ ቃላት ትግራይት እንተ ረኺብካ ሓላፍነቱ ኣይስከምን |
1.050001 | nan | * ከይፈሽለኩም ፈሪሕኩም'ዶ ኔርኩም? |
1.050001 | nan | በዚ አጋጣሚ ›ዚ ህዝብን |
1.050001 | nan | ፈኸራ ቐሊል'ዩ፣ ግብሪ'ግን ካልእ ነገር'ዩ - ብማእከል ምርምርን ስነዳን ግዱሳት ሃገራዉያን |
1.050001 | nan | ኰይኑ ግና፡ ወዲ ሸውዓተ ዓመት ከለኹ ሞተ። |
1.050001 | nan | + ኦ የሆዋ ኣምላኽና፡ ብኣኻ ተኣሚንና፡*+ ብስምካ ኸኣ ኣንጻር እዚ ህዝቢ እዚ መጺእና ኣለና እሞ፡+ ርድኣና። |
1.050001 | nan | " ድማ በላኒ ቀው ኢለን ዓይኒ ዓይነይ እናጠመታ። |
1.050001 | nan | ወይ, ወይ ከኣ, ወይ ድማ, ሓዲኦማ |
1.050001 | nan | ተኪላ ፎርታለዛ ብላንኮ 0,7L |
1.050001 | nan | ስለዚ ሕዚ ናይ ተግባር እዋን ክኸውን ኣለዎ። |
1.050001 | nan | ፡ "ብመዓልትታት ጕብዝናይ። |
1.050001 | nan | ጉጅለ ህወሓት ቀተልቲ ጉጅለ ናብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከምዝላኣኸ ተሓቢሩ። |
1.050001 | nan | ስሪላንካ፡ ኣብ ምዝውዋር ዕጸ ፋርስ ዝተረኸቡ ብማሕነቕቲ ክቅጽዑ ዝእዝዝ ሕጊኳ እንተለዋ፤ ካብ 1976 ንነጆ ብማሕነቕቲ ቀጺዓ ኣይትፈልጥን'ያ። |
1.050001 | nan | ምንብርካኽ ኣቢና መከትና ብተግባር:: |
1.050001 | nan | ንዝበለጸ ሓበሬታ ናትና ፋክት ሽት ኣዳሉ። |
1.050001 | nan | ኲሉ ተፈቒዱለይ፡ ኲሉ ግና ኣይጠቅምን እዩ፡ ኲሉ ተፈቒዱለይ፡ ኲሉ ግና ኣይሃንጽን እዩ። |
1.050001 | nan | ከመይ ጌርና ኢና ማስክ ንገብር ? |
1.050001 | nan | ኣኺሉኩምዩ ኣኺልኩም |
1.050001 | nan | እቶም መንእሰያት ብወከልቶም ጌሮም ንቅዱስነቶም ኣብ ዘቅረብዎ መኽፈቲ ቃሎም 'እነሆ እምበኣር ብልብና ከምእነፍቅረኩምን ምሳኹም ሓቢርና ክንግስግስ ከምእንደሊ ንክንገልጸልኩም ክሳብ ኣብዚ ተጓዒዝና። |
1.050001 | nan | ወለደይ ድኻታት እዮም። |
1.050001 | nan | እቲ ሓላፊ ፊልሞን ጻዕራም ሰራሕተኛ ምዃኑ ጽቡቕ ገይሩ ይፈልጥ እዩ። |
1.050001 | nan | እቲ ካልእ ዓመታዊ ትልሚ ዕደጋ ዝምልከት እዩ። |
1.050001 | nan | ሰለስተ ጓላት ሓደ ወዲ እዮም. |
1.050001 | nan | ተማራማሪ ማዕድን ዝዅዕተላ ሃብታ |
1.050001 | nan | ሕፅር እስልምና ነዚ ይመስል (ታሚል) |
1.050001 | nan | ተግባራትናን ምህርቲናን እንተተረሲዑ፤ ምናልባት ተዛረብቲ ንመስል ንኸውን! |
1.050001 | nan | ብረታዊ ነጋሪት - English መዝገበቃላት |
1.050001 | nan | ተስልጥ " ኢሉ ዝተዛረቦ ንዑኡይ ብምድጋም ክንክእሎ ኢና ብምባልን ፍቃድ |
1.050001 | nan | ነዊሕ ጫማ ናይ በረድ |
1.050001 | nan | 33 ኣብኡ ኸኣ ኤንያ ዝስሙ ንሸሞንተ ዓመት ኣብ ዓራቱ ዝደቀሰ ልሙስ ረኸበ። |
1.050001 | nan | እዚኦም ድማ፡ ንኣቦኻ፡ ሰብኣይካን ወድኻን ምእዛዝ፡ ድንግልናኻ ምሕላዉን፡ ዝኾነ ፍሉይ ክእለት ዘይብላ ሰበይቲ ከም ውርዝይቲ ጌርካ ምርዳእ ዘካተቱ እዮም። |
1.050001 | nan | ሓጎስኩም ትስእንሉ ክሊ ዕድመ ኣየናይ ምዃኑ ትፈልጡ'ዶ? |
1.050001 | nan | ቀ ኣይፍቀድን እዩ። |
1.050001 | nan | እዚ መትረብ እዚ ምስተኸፍተ ሃገራት ዓለም ንኣስታት 6. |
1.050001 | nan | ሓደ ቤተክርስቲያን እዚ እውን እዚ ጀሚሮም ኣብ ምውዳእ ገፅ እኒዮ ። |
1.050001 | nan | "ጸሓይ ክትወጽእ ትደልይ ኣላ። |
1.050001 | nan | እዚ መደብ ካብ ኩዕሶ እግሪ ጸወታ ጥራይ ንላዕሊ እዩ። |
1.050001 | nan | መሳኪን፡ እቶም ዝበዝሑ ቆልዑ ፖለቲካ ህግደፍ ዘይኮነ ካልእ ማሕበራዊ ጉዳያቶም ዓጢጡዎም ከምዝመጽኡ ኣብ ግምት ኣእቲኻ፡ እዚ ስጉምቲ 'ዚ ክሳብ ክንደይ ዓቕሎም ኣጽቢቢሎም ውዒሉ ከምዘሎ ምግማቱ ኣየሸግርን። |
1.050001 | nan | ማዕርንተን ክብርን ሓርነትን ሰብኣዊ መሰልን ዘለዋ ሃገር ንኽትከውን ኩልና እጃምና ነበርክት! |
1.050001 | nan | ኣብ ስዊስ ብሽግለታ ንምዝዋር: ፍሉይ መምርሒ ፍቓድ ወረቐት ወይ ፈተና ኣየድልን። |
1.050001 | nan | መሰላትናን ግቡኣትናን ኣብ መስርሕ ምኽፋል ግብርን ብዝምልከት ምስ ክኢላ ስነ ... |
1.050001 | nan | ሽዑ ኣብዚ ገጽ'ዚ ብቅኑዕ ኣተኺ። |
1.050001 | nan | ሓድነታዊ መንግስቲ ሊብያ ሓደ ካብቶም ቅቡል መንግስትነት ንምውናን ዝጽዕቱ ዘለዉ 3 ሊብያውያን ሓይልታት ክንሱ ፣ መንግስቲ ጥልያን ክሳዕ እቲ ሓድነታዊ መንግስቲ ወግዓዊ ተፈላጥነት ዝዉንን ክጽበ ዘይምምራጹ ፥ ጥልያን ክሳዕ ክንደይ ዘይሕጋዊ ስደት ንምግታእ ብትሪ ነቒላ ምህላዋ ዘመስክር ኣብነት ከምዝኾነ እዮም ዝተፈላለዩ ተንተንቲ ዝሕብሩ ዘለዉ። |
1.050001 | nan | ባቢሎን እታ ፊልም ! |
1.050001 | nan | ገና ኣብ ምህናጽ ሃገርን ሃገራዉነት ከምዘለና ከነለሊ ኣለና። |
1.050001 | nan | ኣብ'ዚ መዋእል'ዚ ኣብ ዓለም ክበሃል ይከኣል ዝኸፍአን ዝመረረን ግፍዒ ዝፍጸም ዘሎ ኣብ ኤርትራውያን'ዩ። |
1.050001 | nan | ዛጊት ኣብ ባይታ ኣምጺኡዎ ዘሎ ጉድእት እውን ከቢድ እዩ። |
1.050001 | nan | ማይ ባሕሪ ዘቕቢቦም ይስንጠቑ'ለዉ። |
1.050001 | nan | ኣዲስ ኣበባ ካብ ዝርከብ ቤት ጽሕፈቱ ኣብ ዝዘርገሖ መግለጺ ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ምስ [. |
1.050001 | nan | ኣብ ክልቲኡ ትምህርቲ ከንብብን ክሰርሕን ዝሓድረሉ ግዜ ሓሊፉ እዩ። |
1.050001 | nan | 23 ንእማን ድማ፡ "አረ ኽልተ ታለንት ውሰድ" በሎ። |
1.050001 | nan | እቲ ቀዳማይ፡ ጸሓይ ምስ ... |
1.050001 | nan | ኢሎም ተስፋ ቖሪጾም። |
1.050001 | nan | ንመሰረታት ምድሪ ኺስርቶ* ኸሎ፡ |
1.050001 | nan | 11 ኣብ ኵላ ግብጽን ከነኣንን ከኣ ጥሜት፡ እወ፡ ብርቱዕ ጸበባ ዀነ፣ ኣቦታትና ድማ ምግቢ ሰኣኑ። |
1.050001 | nan | ብዙሓት ካብተን ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ተወሊደን ዝዓበያ ኤርትራውያን ምዃነን ከኣ ካልእ ተደራቢ ብልጫ እዩ። |
1.050001 | nan | ዓማጺ ስርዓት ብዛዕባ ኣምር ናጽነት ክዛረብ ሞራል የብሉን። |
1.050001 | nan | New Books - ሓደስቲ መጻሕፍቲ |
1.050001 | nan | ካብ'ዞም ዝስዕቡ ኣጋጢሞሙኹምዶ ይፈልጡ? |
1.050001 | nan | ምኽንያቱ ብዓቕሞም ገለ ይገብሩ ኣለዉ። |
1.050001 | nan | እዚ ከም ኣብነት ንጠቕሶ ዘለና ጉዳይ ኮይኑ፡ ምሳና ቀጥታዊ ምትእስሳር ስለ ዘይብሉ ግን ናብ ዝርዝር ክንኣቱ ኣይንደልን። |
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.