similarity float32 1.05 1.25 ⌀ | English stringlengths 1 495 | Tigrinya stringlengths 4 487 |
|---|---|---|
1.050001 | nan | ሓደሓደ ኣብያተ ክርስትያናት ድማ ነቲ እኩብ ሃብቲ ንኣገልገልቲ ካብ ምሃብ ድሕርሕር ክብሉ ከለዉ ብብዙሕ ሚልዮን ዝቑጸር ገንዘብ ደርግ ከም ዝወሰዶ ይንገር። |
1.050001 | nan | ብምሳልያዊ ኣዘራርባ፡ ሲኦል ማእለያ ዘይብሎም ምዉታት እኳ እንተ ወሓጠት፡ ከቶ ኣይትጸግብን እያ። |
1.050001 | nan | ኣዲኡ ድማ ካብ ጋና እያ። |
1.050001 | nan | ኣብ ቻይና ብዝተረኣየ ሓድሽ ቫይረስ ዝተለኸፉ ሰባት ቁጽሮም ካብቲ ብሰበስልጣን ዝተገለጸ ከምዝዛይድ ተመራመርቲ ንቢቢሲ ሓቢሮም። |
1.050001 | nan | ኣብ ዘዕርገዎ መስዋዕተ ቅዳሴ ክሳተፉ እዮም። |
1.050001 | nan | ክንፎቹ ኣይደለንም |
1.050001 | nan | ስልጣን ተረኺቦም ምስኡ ሸይ ክብሉ |
1.050001 | nan | አንቃአ ንፈትዎ ገጽ ርኣና ። |
1.050001 | nan | 47ቤት ዝሓነጸሉ ግና ሰሎሞን እዩ። |
1.05 | nan | ሕይወትና ምስጋና ክኸውን ኣለው። |
1.05 | nan | ነፍሲ ወከፍ ተወካሊ ንክልተ (2) ዓመት የገልግል። |
1.05 | nan | መንፈሱ ተሓዲጋቶ'ያ። |
1.05 | nan | SBS Language _ ዓለም ሎሚ ምስ ኮሮና ቫይረስ ከመይ ዊዒላ፧ |
1.05 | nan | ምእንትዚ እቲ ፍቓድ ጐይታ እንታይ ምዃኑ ኣስተውዕሉ እምበር፡ ዓያሱ ኣይትኩኑ። |
1.05 | nan | "ሓግሒጎም ከውጽኡና ምዃኖም ይፍክሩ ኣለዉ። |
1.05 | nan | 2 ካብ ኵሎም እቶም ምሳይ ዘለዉ ኣሕዋት እውን፡ ናብ ጉባኤታት ገላትያ፦ |
1.05 | nan | + ኣብ ቅድሚ ዅሉ ሰብ ጽቡቕ ሕሰቡ። |
1.05 | nan | ኣማስያ ግና ኣይሰምዖን። |
1.05 | nan | መጀመርያ እቲ ናይታ ኮምፕዩተር ገመድ ናብ ሶኬት ከም ዝለገበ ኣረጋግጽ፡ ከምኡ ጌርካ እንተ ኣብዩካ እቲ ዩፒስ (UPS) ናይታ ኮምፑተር ተባላሹ ክኽውን ይኽእል'ዩ። |
1.05 | nan | ኣብ ቀረባ እዋን ድማ ዝያዳ ከም'ዚኣቶም ዝኣመሰሉ ዛንታታት ኣብ'ዚ ገጽ እዚ ክሕተሙ እዮም። |
1.05 | nan | እተኸትቡ ሰባት ካብ ሓደገኛ ሕማም ዚከላኸል ዓቕሚ ኣለዎም፡ ስለዚ ድማ ኣብ ድኳናት ከይዶም ኪሽምቱ ይኽእሉ ኢዮም፡ ግን ንኻልኦት ጽቕጥቅጥ ኪፈጥሩሎም ኣይግባእን። |
1.05 | nan | ካብ ፋስትሆስትስ' ዉን ትዓብን ትፈለጥን ኮነት። |
1.05 | nan | ብድሕሪኡ ነቲ መደብ እንዳራኣኻ ዘይተረዳኣካ ቃል ምስትረክብ፡ ነታ ቃል ብምጥዋቕ ናብ ቋንቋኻ ክትርጉማ ትኽእል። |
1.05 | nan | ጉዳያት ኣብ ዕጽዉ መጋብኣያ ኣብ ዝርኣይሉ እዋን ኣብያተ ፍርዲ በቶም ኣብ ሕጊ ሲቪላዊ ስርዓት ተደንጊጎም ዝርከቡ ዓናቕጽ ክቕየዱ ግዴታ ኣለዎም። |
1.05 | nan | ካልእሲ ይትረፍ ብዘይ ፍቓድ በዓል-ቤታ፥ ንበይና ክትገይሽ ኣይፍቀዳን'ዩ። |
1.05 | nan | እቲ ክፍሊት ቅድሚ ወረቐት መንነት ምሕታትካ እዩ ዚካየድ። |
1.05 | nan | እናሰሓቐ ድማ " ኣዝዩ ፍሉይ ክኸውን ኢዩ " ድማ ኢሉ። |
1.05 | nan | ብዛዕባዚ ምሳይ ንኽትመያየጢ ኢልኪ ግዜ ስለ ዝመደብኪ አመስግነኪ። |
1.05 | nan | እቲ ኣቶ ተወልደብርሃን ተጋራጫዊ መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ ዝበልካዮ ኣብ ላዕሊ ዝዘርዘርኩዎ ደረጃካ ዘርኢ ኢዩ። |
1.05 | nan | አድላዩ እንተኾይኑ አብ ዝሓጸረ ጊዜ ሰላማዊ ሰልፊ ተወዲቡ ንኽግበር'ውን ከም ርእይቶ ቀሪቡ። |
1.05 | nan | ሕልሚ ናይ ህዝብና ክንትርጉሞ. |
1.05 | nan | ትዕቢት ትቕድማ ንውድቀት |
1.05 | nan | ኢንቨስተር ማለት rational ሰብ እዩ። |
1.05 | nan | ገበር _ ጸሎት ጥቕሚ ኣለዎዶ፧ |
1.05 | nan | ንሕና ዘይኮነስ ሓቂ እዩ ስዒሩ" ድማ ኢሉ። |
1.05 | nan | ኡቱ ግዝየ ቀሪቡ'ሎ |
1.05 | nan | 14 "ኣፎም መርገምን ምረትን ዝመልአ እዩ። |
1.05 | nan | ሓሞኻቱም ኣይትቀየሙናቲ 'ዋ ሃመቓነኻቱምከ ። |
1.05 | nan | እዚ ዕድል፣ ናይ ብዙሓት ወለዶታት ዕድላት ዝተኸፍሎ ስለዝኾነ'ውን፣ ነዚ መሰል ርዝነት ዝውስኸሉ ሓለፋ ኣለዎ። |
1.05 | nan | ክልቲኦም ተነወዳደርቲ ክልተ ናይ ገፅ ንገፅ ክትዓት ተሪፉዎም ኣሎ። |
1.05 | nan | ዋላ ዋላ ነዚ ነውረኛ ህግደፍ ክሳብ ዝጸድፍ'ውን ደግፍዎ፣ ምርጫኹም'ዩ። |
1.05 | nan | ነዚ እንተ ገበርና ንፈርሖ ነገር የብልናን። |
1.05 | nan | ስለዚ ዋላ'ኳ ኩልና ሃገረይ ህዝበይ. |
1.05 | nan | ሕዱር ሕማም ወይ ፍትሕ ወይ ከኣ ሞት እተፍቅሮ ሰብ ኣጋጢሙካ ድዩ፧ ዘይቅየር ኵነታት ኬጋጥመካ ኸሎ፡ ኵነታትካ ኪቕየር ካብ ምምናይ ሓሊፍካ ምንም ነገር ክትገብር ዘይትኽእል ኰይኑ ይስምዓካ ይኸውን። |
1.05 | nan | ረኺብካያዶ 'ታ መገዲ ዓድና? |
1.05 | nan | ኢዮ 14:7 - ዛፍ ቢቈረጥ ደ . |
1.05 | nan | ግሉጽነት ባህልና እዩ |
1.05 | nan | ምእመናን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኤርትራውያን፡ |
1.05 | nan | ምርጫ 'ሐ' ክንድዚ ነጥቢ ምርካባ ዘገርም እዩ። |
1.05 | nan | መ/ር ተስፋ ዓለም |
1.05 | nan | ክትሳፈዪ ጀሚርኪ ሙሽ ሓቀይ? |
1.05 | nan | ንሱ ድማ መልሱ 42 እዩ። |
1.05 | nan | ፲፫ - ንስኻትኩም መምህርን ጐይታን ትብሉኒ ኣሎኹም፡ ኣነ ኸምኡ እየ እሞ፡ ጽቡቕ በልኩም። |
1.05 | nan | ስራሕ ፈረቓ'ዶ ገይረዮ። |
1.05 | nan | ኣምላኽና ይመጽእ ስቕ ድማ ኣይብልን፣ ኣብ ቅድሚኡ ዚባላዕ ሓዊ ኣሎ፣ ህቦብላ ንፋስውን ይኸቦ። |
1.05 | nan | ንሱ ዝብሎ፡ "ጉዳይ ግምባር ባድመ ክከታተል፡ ናብ ከባቢ ጾሮና ተንቀሳቒሰ ኔረ፡" ኢዩ ዝብል። |
1.05 | nan | ለመስቀልከ ንሰግድ ኦሊቅነ፥ ወለትንሣኤከ ቅድስት ንሴብሕ ኩልነ፤ ይእዜኒ ወዘልፈኒ። |
1.05 | nan | ደቂ ኣዘርባጃን ፍሽሑዋትን ተቐረብትን እዮም። |
1.05 | nan | ዝሕሾም ፈሊጦም። |
1.05 | nan | ምኽንያቱ እቲ ውሳኔ ንባዕሉ ዝብሎ ስለ ዝበዝሕ። |
1.05 | nan | ከመይ ጌርና (ብምንታይ) ከነመስግኖ ይግበኣና |
1.05 | nan | ብፍቕሪ ንኽንተሓዝ እንተ ኣፍቂድና: ናብ ሓጢኣት ንኽንወድቕ ንሰሓብ። |
1.05 | nan | ይኹን እምበር ፈለማ ጌጋ ሽም ብምሓዝ ናይ ካልእ ሰብ ስእሊ ምውፅኦም ኣሚኖም ኣለው። |
1.05 | nan | ኣብዝሓ ከም ዝሓስብዎ፡ ቴሌፖርቴሽን ማለት ኣብ ሓደ ሓደ ፊልምታት ከም ዝረአ፡ ካብ ሓደ ቦታ ናብ ካልእ ቦታ ንምጓዓዝ ዘኽእል ኣይኮነን። |
1.05 | nan | እቲ ቅድሚ ሰለስተ ዓመታት ኣብ ኢትዮጵያ ከይዱ ዘርኣዮ፡ ከም ናይ ተኣሲሩ ዝጸንሐ ከልቢ ክፍታሕ እንከሎ ክምሰል ዝኽእል ምስርሳር ከኣ ናይዚ ኣብነት እዩ። |
1.05 | nan | ሐዋርያ ቅዱስ ጳውሎስ ከምዚ ክብል ጽሒፉ ኣሎ። |
1.05 | nan | ገለ ነገር ካብ ውሽጢ ወዲቑ። |
1.05 | nan | በዓል ኣመሪካ፡ ኣውሮጳን ቻይናን ብናይ ባዕሎም መበቆላዊ ኣተሓሳስባ እዮም ማዕቢሎም እንትብሉ እውን ገሊፆም። |
1.05 | nan | ንሓደ እትፈትዎ/ዋ ብኽብሪ አኽቢርካ ምዝካር ብዝያዳ ፍቕሪ ምቅርራብ እዩ ዘብዝሕ። |
1.05 | nan | ምንጪ ናይ ቤተክርስቲያን ትዉፊት፣ ባዕሉ ክርስቶስ እዩ። |
1.05 | nan | ካብ ሰላም፡ ሰላም የብላን። |
1.05 | nan | እታ ደብዳበ ነታ ስራሕ ተባሂላ ብልክዕ ዝተጻሕፈት ክትከውን ኣገዳሲ'ዩ። |
1.05 | nan | እምበር እንዳ ሻዕብያ ደኣ ናይቲ ኣይገርሞም ናይቲ ኣየፍርሖም ንሶምን እታ ናጻ መስመሮምን እዮም። |
null | nan | ንሳቶም ከኣ ብምስትውዓልን ብምላሽን እቲ ቘልዓ ኣዝዮም ተገረሙ። |
null | nan | ካብዚ ሓሊፉ "ንስኻኸ ኣንታይ ገባሪ ኢኻ" ዝብል ናይ ሕድሓድ ሸንኮለል ረብሓ የብሉን። |
null | nan | እዚ ምሕዝነት ገስገስቲ ብዙሕ መድረኻት እዩ ዝጥቀም። |
null | nan | visst ርጉጽ ዘየጠራጥር |
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.