similarity float32 1.05 1.25 ⌀ | English stringlengths 1 495 | Tigrinya stringlengths 4 487 |
|---|---|---|
1.197027 | During that time, Noah warned the people about the Flood. | ኣብቲ ግዜ እቲ፡ ኖህ ንሰባት ብዛዕባ ማይ ኣይሂ የጠንቅቖም ነበረ። |
1.196999 | 9 In the morning he went out, stood, and said to all of the people, "You are righteous. | 9 ንግሆ ምስ ወጸ ኸኣ፡ ኣብ ቅድሚ ዅሉ እቲ ህዝቢ ደው ኢሉ ኸምዚ በለ፦ "ንስኻትኩም ንጹሃት* ኢኹም። |
1.196889 | 17 We also need to show courage in the congregation. | 17 ኣብ ጉባኤ እውን ትብዓት ከተርኢ የድልየካ እዩ። |
1.196687 | Pharaoh said to Jacob, "How many are the years of your life?" | ፈርኦን ከኣ ንያእቆብ፤ ዘበን ህይወትካ ኽንደይ ዓመታት እዩ፧ በሎ። |
1.196543 | ......as it is written in the book of the prophets, O ye house of Israel, | እዙይ ድማ ኸምቲ ኣብ መጽሓፍ ነቢያት ዝተጽሓፈ እዩ፤ ኦ ቤተ እስራኤል! |
1.196514 | 35 Then they remembered that God was their rock, and the Most High God was the One who redeemed them. | 35 ኣምላኽሲ ኸውሖም፣ እቲ ልዑል ኣምላኽውን ተበጃዊኦም ምዃኑ ዘከሩ። |
1.196254 | "And I have not created the Jinn and Mankind but that they should worship Me." | "ጋኔንንና (አጋንንት) ሰብን ክግዙ እለይ እምበር ንካልእ አይፈጠርኩዎምን" |
1.196164 | We are not smarter than God! | ንሕና ካብ ኣምላኽ ንላዕሊ ጥበበኛታት ኣይኮናን። |
1.195957 | 25 They said, "You have saved our lives. | 25 ንሳቶም ድማ፡ "ህይወትና ኣድሒንካያ ኢኻ። |
1.19581 | Will be better than The Descent: true or false? | ዝነበረ ትእዛዛትዶ ይበልጽዶ ወይስ ይኸፍእ ? |
1.195441 | Like scripture has stated, "My people perish due to a lack of knowledge." | ከምቲ ቅዱስ ጽሑፍ "ህዝበይ ሰኣን ፍልጠት ይጠፍእ። |
1.195352 | the destruction of his flesh, in order that his spirit may be saved in the day of the Lord. | እዙይ እትገብሩ ብሥጋኡ ተቐጺዑ ብመዓልቲ ጐይታ ነፍሱ ምእንቲ ኽትድኅን እዩ። |
1.195277 | Even so, if you are knowledgeable about | "የማታውቁም ብትኾኑ |
1.195267 | For you acted in secret, but I will do this thing before all Israel and before the sun. | ንስኻ ብስዉር ጌርካዮ ኢኻ እሞ፡ ኣነ ግና ነዚ ነገር እዚ ኣብ ቅድሚ ብዘሎ እስራኤልን ኣብ ቅድሚ ጸሓይን ክገብሮ እየ። |
1.195183 | Escape to the mountains so that you are not swept away." | ምእንቲ ኸይትጠፍእ፡ ናብ ከረን ኣቢልካ ድሓን፡ በለ። |
1.19517 | And trace the evidence contained in it; while the human mind. | ፍቕሪ ፡ ኣብኡ፡ ምልክት ፡ ንሰብ ፡ ዝሃብካዮ |
1.194698 | Behold, even the stars are not pure in his sight. | ከዋኽብቲ እውን ኣብ ኣዒንቱ ንጹሃት ኣይኰኑን። |
1.194624 | Now in the resurrection, whose wife of the seven will she be, since all of them had married her?" | ኲሎም ኣእተዮምዋ ነይሮም እዮም እሞ፡ ብትንሳኤ ኻብዞም ሾብዓተ እዚኣቶም፡ ሰበይቲ መኖም ክትከውን እያ፧ |
1.194343 | said by the Jews who had lost their faith in their God. | ፡ ኣይሁድ ኣብ ኣምላኽ ንዝነበሮም እምንቶ ዚፍትን ቅልውላው ኣጋጠሞም። |
1.194311 | Is this not what we would expect of a book from God? | ካብቲ ኣምላኽ ዚህበና መጽሓፍ ከምዚ ደይኰንናን እንጽበ፧ |
1.194198 | We know that the person who has been born from God does not go on sinning. | እቲ ካብ ኣምላኽ ዝተወልደ ኃጢኣት ከም ዘይገብር ንፈልጥ ኢና። |
1.19411 | he is high over all the nations. | ኣብ ልዕሊ ዅሎም ህዝብታት ድማ ልዑል እዩ። |
1.194027 | 8 He said: "If they will not believe you or pay attention to the first sign, then they will certainly heed the next sign. | 8 ንሱ ኸኣ፡ "እንተ ዘይኣሚኖምኻ ወይ ነቲ ቐዳማይ ትእምርቲ እንተ ዘየቕሊቦምሉ፡ ነቲ ዳሕረዋይ ትእምርቲ ብርግጽ ኬቕልቡሉ እዮም። |
1.194016 | "O our Lord, do not make us (targets) slander for the unbelievers. | ኦ ጐይታ በደልና ኣይትጸብጽበልና። |
1.193493 | who are near-sighted. | ሽዑ መመልከቻ ዝግባእ ተቅርብ። |
1.193364 | He realised that he could not do it without the help of the *LORD. | ንሱ ብዘይ ናይ እግዚኣብሔር ሓገዝ፡ ጽቡቕ ነገር ኪገብር ከምዘይኽእል ኣዒሪዩ ይኣምን ኢዩ። |
1.193339 | Wait for what the Father had promised." | ነቲ ኣቦ ዘተስፈዎ ተጸበዩ' በሎም። |
1.193318 | 14 He will bring you a message through which you and all your household will be saved." | 13 "ንሱ ኸኣ፡ መልኣኽ ኣብ ቤቱ ደው ኢሉ ኸም ዝረኣየን፡ 'ናብ ዮጴ ልኢኽካ ነቲ ጴጥሮስ ዚብሃል ስምኦን ጸውዓዮ፣+ 14 ንስኻን ኵሎም ቤተ ሰብካን እትድሕኑሉ ቓል ድማ፡ ንሱ ኺነግረካ እዩ' ኸም ዝበሎን ነጊሩና። |
1.193294 | An angel appeared to him from heaven, strengthening him. | ዜበራትዖ መልኣኽ ካብ ሰማይ ተራእዮ። |
1.193195 | The people of Judah rejoiced. | ህዝቢ ይሁዳ እውን ተሓጐሱ። |
1.193072 | For the devil has come down to you, having great wrath, because he knows he has a short time." | ድያብሎስ ሓጺር እዋን ከም ዘለዎ ፈሊጡ፡ ብብርቱዕ ቍጥዓ ወሪዱኩም ኣሎ እሞ፡ ወይለኹም" ኢሉ ተነብዩ እዩ። |
1.193033 | they defeated him and his sons and all his people, until he had no survivor left. | ንሳቶም ድማ ንእኡን ንደቁን ንዅሉ ህዝቡን፡ ሓደ እኳ ኽሳዕ ዘይተርፎ፡ ወቕዕዎ። |
1.193006 | and made for yourself: a covenant with them. | ምሳታቶም ድማ ኪዳን ኣቲኺ። |
1.192991 | The like of these had not been seen before in the land of Judah. | ከምኡ ዝበለስ ኣብ ምድሪ ይሁዳ ቕድም ኣይተራእየን። |
1.192973 | people, [and] I was one of the people [who testified]. | ድከቱ ዝሰተ ሕያዋይ ህዝብና |
1.192934 | However, rather than turning to God in true repentance, he goes to give back the 30 pieces of silver. | ግናኸ፡ ብሓቂ ተነሲሑ ናብ ኣምላኽ ኣብ ክንዲ ዚምለስ፡ ነቲ 30 ብሩር ኪመልስ ከደ። |
1.192897 | Moses could not see God's face. | እሞ ኸኣ ሙሴ ገጽ ኣምላኽ ክርኢ ኣይከኣለን ። |
1.192564 | You are not promised any time, they (also) say. | ሕድሪ ስዉኣት ኢሎም ኣየላግጹልካ። |
1.192528 | She will be your teacher for a whole month. | ንሓደ ወርሒ ምሉእ መምህርኩም ክትከውን ኢያ። |
1.192457 | and he bestows them on whomever he wishes. | ንሶም ድማ፡ ንዝደለይዎ ሰብ ይዕድሉ። |
1.192324 | He is now using his people to make the true knowledge known throughout the earth. | ሎሚ ንህዝቡ ነቲ ናይ ሓቂ ፍልጠት ኣብ ምልእቲ ምድሪ ንኺዝርግሕዎ ይጥቀመሎም ኣሎ። |
1.192257 | He kept watch over them from a nearby tree limb. | ከይንርእያ ገረብ ተኸወለት። |
1.192255 | the children of Israel set out and came to their cities on the third day. | ደቂ እስራኤል ከኣ ነቒሎም ብሳልሰይቲ መዓልቲ ናብ ከተማታቶም መጹ። |
1.192127 | and the prophets are dead: who do you say that you are? | ነቢያትውን ሞይቶም እዮም፤ ንባዕልኻ መን እየ ትብል ኣለኻ? |
1.191955 | Thus, Moon was regarded as a sustaining deity. | እታ ዝተቐደሰት እስላማዊት ወርሒ ተገይራ ኸኣ ትውሰድ። |
1.191831 | Ought not the Christ to have suffered these things and to enter into His glory?'" | ክርስቶስ እዚ መከራ እዚ ኺጸግብን ናብ ክብሩ ኺኣቱን ናይ ግዲ ደይኰነን፧" ኢሉ ብስልጣን መለሰሎም። |
1.191786 | the name of disobedience after [one's] faith. | ንዝኣምን ድሕሪ ሞት ርስቱ። |
1.191566 | A guidance and good news for the believers, (27:2) | ለምእመናን መሪና ብስራት ናት። |
1.191535 | protect him because he is a prophet. | ንሱ ነቢይ እዩ እሞ ምእንቲ ክትድሕን ክጽልየልካ እዩ። |
1.19152 | Although yours is outstanding." | ናትኩም ግና እንድዒ ፍሉይ እዩ"። |
1.191498 | Their houses are free from fear, and the rod of God does not come on them. | ኣባይቶም ፍርሃት ዜብሉ ህዱእ እዩ፡ ሸቦጥ ኣምላኽ ኣይቐርቦምን። |
1.191405 | You will not be able to stand against your enemies until you remove what is set apart. | ነቲ ንጥፍኣት እተመጠወ ኻብ ማእከልኩም ክሳዕ ዘየርሓቕኩምዎ፡ ኣብ ቅድሚ ጸላእትኹም ክትቈሙ ኣይክትክእሉን ኢኹም። |
1.191268 | "Until the offspring should come to whom the promise has been made." | ስለዚ "እቲ ተስፋ እተዋህቦ ዘርኢ ክሳዕ ዚመጽእ፥ ኃጢኣት እንታይ ከም ዝኾነ ኪገልጽ" ከኣለ። |
1.191223 | "In my name they shall cast out devils (demons)." | እምገጸ ፡ ኃጥኣን ፡ እለ ፡ ያኀስሩኒ ፤ |
1.191082 | Ask them what kind of writers they have at their disposal. | ነፍሲ ወከፍ ስእሊ ነየናይ ሃዋርያ ከምዝውክል ሕተቶም። |
1.19098 | the language of the Quraish. | ቁርኣን ቃል ናይ ረቢ (ሱ. |
1.190873 | Belief in Resurrection and the Last Day. | ብመወዳእታ ማዓልትን ብምልክታት ትንሳኤን ምእማን |
1.190818 | 'Do not seal up the prophetic words of this book, for the appointed time is near. | እቲ ግዜ ቀረባ እዩ እሞ፣ ንቓል ትንቢት እዚ መጽሓፍ እዚ ኣይትሕተሞ። |
1.190746 | One who has not done Kufr will (eventually) enter paradise. | ሓጢኣት ዘይብሉ ናብ ገነት'ዩ ዝኣቱ.... |
1.19071 | And provide them with penalties. | ከምኡ እውን ብዙሕ ግዜ መቕጻዕቲ ይህቦም። |
1.190665 | the HOLY ONE in the midst of thee, | ኣብ ማእከልካ ኸኣ እቲ ቕዱስ እየ፣ |
1.190655 | And he is a mercy to those of you who believe'. | እምበኣር ንኣኻትኩም ነዞም እትኣምኑ ኽቡር እዩ። |
1.190615 | (Col 1:14 NASB) in whom we have redemption, the forgiveness of sins. | 14ንሱ ቤዛና ኾይኑ ሕድገት ኃጢኣት ረኸብና። |
1.190558 | Do not come near a woman.' | ፡ "ናብ ሰበይቲ ኣይትቕረቡ። |
1.190457 | "Isaiah 2:4 helped me to remain neutral under test. | "ኢሳይያስ 2:4 ኣብ ትሕቲ ፈተና ገለልተኛ ክኸውን ሓጊዛትኒ እያ። |
1.19025 | God can Kill whomever he pleases whenever he pleases. | ንዝደለዮ ቐተሎ፣ ንዝደለዮ ብህይወት ኪነብር ሐደጎ። |
1.189942 | "Who will rise up for Me against the evildoers? | ኣስራሒ ኣብ ልዕለይ ዘይፍትሓዊ ተግባር እንተፈፂሙ ንመን ክረክብ? |
1.189829 | 6 QUESTION: What is God's will for the earth and mankind? | 6 ሕቶ፦ ንምድርን ንደቂ ሰብን ብዚምልከት ፍቓድ ኣምላኽ እንታይ እዩ፧ |
1.189726 | For if we would [judge] ourselves, we would not be judged. | 31ንባዕልትና ብትኽክል እንተንፈርድስ ኣይምተፈረደናን ነይሩ። |
1.189419 | Those who have sinned will know it. | እቶም ዘእውዩ ግን ይፈልጥዎ። |
1.189378 | 17 There is also a need to show courage in the congregation. | 17 ኣብ ጉባኤ እውን ትብዓት ከተርኢ የድልየካ እዩ። |
1.189332 | For the devil has come down to you, having great wrath because he knows that he has a short time." | ድያብሎስ ሓጺር እዋን ከም ዘለዎ ፈሊጡ፡ ብብርቱዕ ቍጥዓ ወሪዱኩም ኣሎ እሞ፡ ወይለኹም" ኢሉ ተነብዩ እዩ። |
1.189163 | let it[n] be a shelter for you. | እዛ ቤት ትኹን ንዓኻ፡ |
1.188977 | For he knows those who are false, and he takes note of all their sins. | ንኹሉ ኣዛሚዱ ስለ ዚርእዮ፡ ኣየናይ የርብሖ ኣየናይ የኽስሮ ይፈልጥ እዩ። |
1.188977 | calling out to those who are passing by her in the way, | ነቶም ብመገዶም ትኽ ኢሎም ዚኸዱ ትጽውዖም፣ |
1.188781 | When You open your hand - they are satisfied with good things. | ኢድካ ምስ ከፈትካ፡ ብጽቡቕ ነገር ይጸግቡ። |
1.188697 | And behold, these will come from the (AI) north and from the west, | እንሆ፡ እዚኣቶም ካብ ሰሜንን ካብ ምዕራብን፡ |
1.188663 | Sadly, however, they lost their friendship with God. | እቲ ዜሕዝን ግና፡ ነቲ ምስ ኣምላኽ ዝነበሮም ዕርክነት ኣጥፊኦምዎ እዮም። |
1.188659 | 14 "Humans can solve their own problems." | 14 "ደቂ ሰብ ባዕሎም ጸገማቶም ኪፈትሑ ይኽእሉ እዮም። |
1.18863 | There is no peace to the wicked." | እቶም ረሲኣንሲ ሰላም የብሎምን" በለ። |
1.188468 | Who shines the light from above. | እቲ ብርሃን ዝህብ ካብ ላዕሊ |
1.188377 | When the apostles returned, they reported to Jesus what they had done." | ሃዋርያት ድማ ምስ ተመለሱ፡ ዝገበርዎ ዘበለ ነገርዎ። |
1.188274 | And he said to the people, 'Be ready for the third day; do not go near a woman.' | ነቶም ህዝቢ ድማ፡ ነታ ሳልሰይቲ መዓልቲ ተዳለዉ፡ ናብ ሰበይቲ ኸኣ ኣይትቕረቡ፡ በሎም። |
1.188217 | and great shall be the peace of thy children[1]." | ሰላም ደቅኺ እውን ብዙሕ ኪኸውን እዩ። |
1.188129 | If you could but help me, then you would also help yourself." | ብዘይካኻ ፡ ነይብለይ ፡ ሓጋዚ |
1.187947 | God wants you to see that solution. | ኣምላኽ ነዚ መፍትሒ እዚ ኽትርእዮ ይደልየካ እዩ። |
1.187937 | 4 As Christians, we have a precious heritage. | 4 ከም ክርስትያናት መጠን፡ ክቡር ውርሻ ኣሎና። |
1.187932 | the Holy One in the midst of thee: | ኣብ ማእከልካ ኸኣ እቲ ቕዱስ እየ፣ |
1.187916 | cleansed from his old sins; and did not that seem to indicate a certain | ብዛዕባ ጉቡኡ እንበር ብዛዕባ መሰሉን ስለዘይፈልጥ ዶኾን ይኸውን? |
1.187778 | "Lift up your eyes on high, and see: Who has created these?" | እታ ዘንበቡለይ ጥቕሲ፡ "ኣዒንትኹም ናብ ላዕሊ ቋሕ ኣቢልኩም ርአዩ፡ ነዚ ዝፈጠሮ መን እዩ፧ . |
1.18768 | we know that the falsehood does not derive from the way the syllogism | ሕጊ ኸኣ ንጻድቃን ከም ዘይተሠርዐ ንፈልጥ ኢና። |
1.187367 | We had a phony economy, and the day of reckoning has come. | የፈጽመና ፡ ብዓልት ፡ ተሪፉ ፡ ዘሎ ፡ ጉያና |
1.187309 | It teaches us how we can help others become reconciled to God. | ንኻልኦት ሰባት ምስ ኣምላኽ ንኺዕረቑ ብኸመይ ክንሕግዞም ከም እንኽእል ድማ እዩ ዚምህረና። |
1.187294 | Then he told them, "The Scripture you've just heard has been fulfilled this very day!" | ሽዑ፡ "እዚ ዝሰማዕኩምዎ ቕዱስ ጽሑፍ እዚ፡ ሎሚ ተፈጺሙ" ኺብሎም ጀመረ። |
1.186954 | 10 Get up and go, for this is no place of rest. | 10 እዚ ቦታ ዕረፍቲ ኣይኰነን እሞ፡ ተንስኡ፡ ኪዱ። |
1.186908 | 42and said, "If only you had known this day the way that leads to peace! | 42 ከምዚ እናበለ፦ "ኣየ፡ በዛ መዓልቲ እዚኣ ንሰላምኪ ዚኸውን ነገር እንተ ትፈልጢ! |
1.186778 | "I created the jinn and humankind only that they might worship Me." (51:56) | "ጋኔንንና (አጋንንት) ሰብን ክግዙ እለይ እምበር ንካልእ አይፈጠርኩዎምን" |
1.186664 | 2 Today, God's servants do not miraculously speak in various languages. | 2 ሎሚ፡ ኣገልገልቲ ኣምላኽ ብተኣምራዊ መገዲ እተፈላለየ ቛንቋታት ኣይዛረቡን እዮም። |
1.186635 | And he said to the people, "Be ready by the third day: do not come near a woman." | ነቶም ህዝቢ ድማ፡ ነታ ሳልሰይቲ መዓልቲ ተዳለዉ፡ ናብ ሰበይቲ ኸኣ ኣይትቕረቡ፡ በሎም። |
1.186543 | as an envoy of our Lord. | ጾመ ሓዋርያት ከምቲ ጐይታና ." |
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.